Fana: At a Speed of Life!

ብኣፈ ጉባዔ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ ሩሲያ ተላዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባዔ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሸን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ ሩሲያ ተላዚቡ።

ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠሚቱ ከምዝተዛተየ ተገሊፁ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ምስ ኤጀንሲ ሃፍቲታት ማዕድንን ሩሲያን ኢኮኖሚ ሩሲያን ኢትዮጵያን፣ ኮሚሽን ሓበራዊ መትሕብባር ሳይንሰን ቴክኒክን ኣቦ መንበር ናይ ሩሲያ ወገን ፔትሮቭ ቆይታ ፃንሒት ገይሩ።

ኣብ ፃንሒቱ፥ ካብ ልምዲ ዓውዲ ዕደና ሩሲያ ምክፋል ኣብ ዘኽእሉ፣ ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ምግባር ኣብ ዝኽእልሉን ኢትዮጵያ ካብ ሩሲያ እትረኽቦ ዘላ ደገፍ ፋይናንስን ቴክኒክን ተጠናኺሩ ኣብ ዝቕፅለሉን ኩነታት ምልዛቡ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.