Fana: At a Speed of Life!

ልኡዃት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ  ኣኼባ ፕሮጀክት “ላፕሴት” ንምስታፍ ናብ ጁባ ኣቕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡዃት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ  ኣኼባ ፕሮጀክት “ላፕሴት” ንምስታፍ ናብ ጁባ ኣቕኒዖም።

እቶም ኣባላት ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ እንትበፅሑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማሃዲ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ኣብ ደቡብ ሰሱዳን ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ደቡብ ሱዳንን ብዓውዲ ትራንስፖርት ንምትእስሳር ዓሊሙ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ከምዝሳተፉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ብተወሳኺ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣብ ክልቲኣዊን ሓበራዊ ድልየትን ዝጠመተ ዘተ ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.