Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን እቲ ዓውዲ ንምምዕባል ከምዝሕግዝ ተገሊፁ

 

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን እቲ ዓውዲ ንምምዕባል ከምዝሕግዝ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን።

ኤግዚብሽን ኤክስፖን ኮንስትራክሽን ጠሚተን እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃብኡ መብርሂ፥ እቲ መርሃ ግብሪ ካብ 10 ክሳብ 12 ግንቦት ክካየድ ኢዩ።

ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዝካየድ እቲ ኤክስፖን ኤግዚብሽንን፥ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ብምትሕብባር ዝተሰናድአ ኢዩ ኢለን።

ስለዝኾነ ኣብቲ ኤክስፖ ካብ 26 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ኩባኒያታት ከምዝሳተፉን ልውውጥ ልምዲ ንምግባር ከምዝሕግዝን ኣረዲአን።

ብለይኩን ኣለም

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.