Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ጥዕና ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ጥዕናን መድሓኒትን ኣረኪቡ።

ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ትግራይ ብምኽኒያት ዝነበረ ኲናት ኣብቲ ክልል ዝርከባ ትካላት ጥዕና ዝኸፍአ ዕንወት ከምዘጋጠመን ብምግንዛብ ህፁፅ ደገፍ ምግባር ከምዝግባእ ገሊፆም።

ስለዝኾነ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ትግራይ ዝርከባ ሆስፒታላት ኣብ ኣዲስ ኣበባን ፌዴራልን ምስ ዝርከባ ሆስፒታላት ጥምረት ንክፈጥራ ብምግባር ዘተኣኻኸቦ ደገፍ ኣረኪቡ።

እቲ ደገፍ ዘረከቡ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶ/ር አየለ ተሾመ፥ እቲ ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ሓቲቶም።

ብበርናባስ ተስፋዬ

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.