Fana: At a Speed of Life!

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ገንዘብን ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ገንዘብን ይዛተ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሰመሪታ ሰዋስው ሓዊሱ ተወከት ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ፋይናንስን፣ ኣባላት ካቢቲ እቲ ገዚያዊ ምምሕዳርን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም።

እቲ ዘተ ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ዝበፅሐ ዕንወት ብምግምጋም ዳግመ ህንፀትን ምትካል እግሪን ንምክያድ ዝዓለመ ከምዝኾነ  ቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ገሊፁ።

ስለዝኾነ ኣብቲ ክልል ዝበፅሐ ዕንወት ብዝምልከት ዳህሳስ መፅናዕቲ ቀሪቡ ይዝተየሉ ከምዘሎ  ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.