Fana: At a Speed of Life!

ዝማዕበለ ስርዓት ሓበሬታ ኣብ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ንምምላእ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝማዕበለ ስርዓት ሓበሬታ ኣብ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ንምምላእ ዕዙዝ ግደ ከምዝህልዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ማዕቢሉ ኣብ ስራሕ ስርዓት ሓበሬታ ኣብ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ተዓዚቦም፡፡

እቲ ስርዓት÷ ኣተሓሕዛ ሓበሬታ ዜጋታት ዘበናዊ ብምግባር ኣብ ልዕሊ ዝጋታት እናበፅሑ ዝነበሩ ፀገማት ዘትርፍ ከምዝኾነ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣገንዚቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.