Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሐ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ከፈልቲ ግብሪን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተረኺቦም።

ኣብቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ  54 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.