Fana: At a Speed of Life!

ጀርመን ንዩክሬን ዝኸውን ልዑል ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ንዩክሬን 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዩሮ ዘውፅእ ልዑል ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ።

እቲ ደገፍ፥ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ በርሊን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ዝሓዝዎ ትልሚ ስዒቡ ኢዩ ዕላዊ ተገይሩ።

ሚኒስትር ምክልኻል ጀርመን ቦሪስ ፒስቶሪየስ፥ ሃገሮም ንዩክሬን እትገብሩ ኩለ መዳይ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፆም።

ስለዝኾነ ንዩክሬን 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዩሮ ዘውፅእ ልዑል ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ምዃኑ ኣረጋጊፆም ክብል ቡሉምበርግ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.