Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ መናእሰይ ናብ ስራሕ ንምእታው ጠሚቱ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ መናእሰይ ናብ ስራሕ ንምእታው፣ ስራሕቲ ምህዞን ኢንቨስትመንትን ንምትብባዕ ጠሚቱ ከምዝሰርሕ ኣፍሊጡ።

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ክልላት ብምዃን ኣሳሊጡ።

ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ዮሀንስ ኣያሌው (ዶ/ር)፥ እቲ ባንኪ ተበፃሕነቱ ኣብ ምስፋሕ ንምህዳር ምህዞ ስራሕ ኢትዮጵያ ልዑል  ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ ኢሎም።

ስለዝኾነ 120 ሺሕ ዜጋታት ስልጠና ብምሃብ ኣብዝሓ ናብ ስራሕ ምእታዎም ተዛሪቦም።

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ መናእሰይ ናብ ስራሕ ንምእታው ጠሚቱ ከምዝሰርሕ እውን ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.