Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢዝላማባድ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢዝላማባድ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተመሪቑ።

እቲ ኤምባሲ መሪቖም ዝኸፈቱ   ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋን ሚኒስትር ዴኤታ  ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ሂና ራቢኒ ካሃን ነቲ ኤምባሲ መሪቖም ከፊቶም።

ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ እቲ ኤምባሲ ምምርቑ  ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ሓዱሽ  ምዕራፍ ዲፕሎማሲ ዝኸፈተ ኢዩ ኢሎም።

ዝተጀመረ ርክብ ንግዲ፣ ኢንቨስትመንተን ህዝቢ ምስ ህዝቢን ንክጠናኸሩ ዝሕግዝ ከምዝኾነ እውን ኣብሪሆም።

ሂና ራቢኒ ካሃን ብግደአን፥  ንናይ ሓባር ፀገም ናይ ሓባር መፍትሒ ንምንዳይ ትሕብበር ከልቲአን ሃገራት መጥንኻር ይግባእ ምባለን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.