Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዝሳተፍ ዘሎ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ምስ ሰብ መዚ ፓኪስታን ዘቲዩ።

እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዝጠመተ ኢዩ ነይሩ።

ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፥ ኢትዮጵያ ኢንገቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብን ንንግዲ ምቹእ ዝኾነ ከባቢ ንምፍጣርን ትሰርሕ ኣላ ኢሎም።

ነዚ ድማ ካብ ፖሊሲ ጀሚሩ መመሓየሺታት ኣሰራርሓ ከምዝገበረት ተዛሪቦም።

ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ነቲ ዕድል ብምጥቃም ኣብ ኢንቨስትመንት ንክዋፈሩ ሓቲቶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.