Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት መሪቖም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ÷ “ካልኣይ ምዕራፍ ሆቴል ስካይ ላይት ምኽፋቱ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ተጓዓዝቲ እኹል ኣገልግሎት ክትህብ ትኽእል ወሳኒት ኣህጉራዊ መናሃርያ ጉዕዞ ምዃና ዝምስክር ኢዩ” ኢሎም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube      

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.