Fana: At a Speed of Life!

ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጉንቦት ጀሚሩ ብዘይ ዲጂታል መለለዪ መንነት ሞተር ምሽክርካር ኣይከኣልን – ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝቕፅል 1 ጉንቦት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይ ዲጂታል መለለዪ መንነት ሞተር ብሽክሌታ ምሽክርካር ከምዘይከኣል ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።

ወነቲን ኣሽከርከርቲን ኣብታ ከተማ ናይ ዝንቀሳቐሳ ሞተር ብስክሌታት÷ ፍቓድ መንቀሳቐሲኦም ጂፒ ኤስ ኣብ ዘግጠሙሉ ትካል ዲጂታል መለለዪ መንነት ክሳብ 30 ሚያዝያ 2015 ዓ.ም ንኽወስዱ ተሓቲቶም፡፡

ካብ 1 ጉንበት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ ሞተር ብሽክሌታት ዝግበር ጥቡቕ ቁፅፅር ብዘይ ዲጂታል መለለዪ መንነት ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ስጉምቲ ከም ዝውሰድ ሓሬታ እቲ ኤጀንሲ የመላኽት፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube      

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.