Fana: At a Speed of Life!

ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፅሓፍ ሎሚ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ክኽፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፅሓፍ ሎሚ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ክኽፈት ኢዩ።

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝገለፆ፥ እቲ ኤግዚብሽን ካብ 24 ክሳብ 29 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ኢዩ።

ኣብቶም መዓልታት ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ብምርካብ ንክሳተፉ እቲ ቤት ፅሕፈት ፃውዒት ኣቕሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.