Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ልዕሊ 200 ከንቲባታት ከተማ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 200 ከንቲባታት ከተማ ዘቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ ርእሳነ ምምሕዳራት ክልላት ምርካቦም እውን ተገሊፁ።
ዝማዕበላ ከተማታት ንምህናፅ ከንቲባታት ዝህልዎም ግደ ዝጠመተ መድረኽ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.