Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ አሕመድ ኣብ ቢሾፍቱ ስራሕቲ ትሩፋት ሌማት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ስራሕቲ ትሩፋት ሌማት ተዓዚቦም።

ኣብቲ ዑደት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ቀዳማዊ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ከምዝተረኸቡ ካብ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.