በዓል ፍቼ ጫምባላላ በዓል ብሰላም ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ህዝቢ ሲዳማ በዓል ፍቼ ጫምባላላ በዓል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ገሊፁ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣለማየሁ ጢሞቲዮስ፥ ኣብ ከተማ ሃዋሳ እንትኽበር ዝነበረ በዓል ፍቼ ጫምባላላ ብሰላም ተዛዚሙ ኢሎም።
እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ፖሊስ ፌዴራልን ፖሊስ ሲዳማን ልሹል ግደ ከምዝነበሮም ገሊፆም።
ንህዝቢ ሲዳማን ነበርቲ ከተማ ሃዋሳን እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ንዘበርከትዎ ኣስተዋፅኦ አመስጊኖም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።