Fana: At a Speed of Life!

ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል ትማሊ ኣብ ከባቢ ፍቼ ዝጀመረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዛዘሚኡ ብስርዓት ጫምባላላ ይኽበር ከምዘሎ ተገለፂ፦

ፍቼ ናይ ተሃድሶን ምምስጋንን መዓልቲ ብምዃኑ ተወለድቲ ሲዳማ ብሓባር ብምዃን ኣብ ኣደባባይ ጉዱማሌ እቲ በዓል የኽብሩ ኣለዉ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣቦታት ባህላዊ ስዕስዒት ሲዳማ ዝኾነ  ናይ ቄጣላ ፀዋታ ይፃወቱ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ብጥላሁን ይልማ፣ ብርሃኑ በጋሻን ተመስገን ቡልቡሎን

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.