Fana: At a Speed of Life!

መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ እናተሃነፁ ዝርከቡ ሜጋ ፕሮጀክታት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ከተማ እናተሃነፁ ኣብ ዝርከቡ ሜጋ ፕሮጀክታት ዑደት ገይሮም።

ካብ ሞንጎ ዑደት ዝተገበረሎም ሜጋ ፕሮጀክታት፥ ኣብ ኮልፌ እናተሃነፀ ዝርከብ ሪፈራል ሆስፒታል ኮልፌ ሓደ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

እቶም መናእሰይ ካብዚ ብተወሳኺ ሪፈራል ሆስፒታል ንፋስ ስልክ፣ ማእኸላት ዕዳጋ ፍርያት ሕርሻን ካልኦት ፕሮጀክታትን ከምዝተዓዘቡ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.