Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሰላም ህዝቢ ብምርግጋፅ ህዝቢ ሰላም ብምርግጋፅ ገፁ ናብ ልምዓት ንኸዝውር ምግባር ከምዝግባእ ኣገንዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሰላም መሰረት ኩሉ ሰናይ ከም ምዃኑ መጠን፤ ብዘይሰላም ልምዓት ዘይሕሰብ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ምስ ነበርቲ ከተማ ነቀምቴ ተዛቲዮም።

ኣብቲ እዋን ዘተ፥ “ህዝቢና ሰላሙ ብምርግጋፅ ህዝቢ ሰላም ብምርግጋፅ ገፁ ናብ ልምዓት ከዝውር ምግባር ሓበራዊ ሓላፍነት ኣለና” ኢሎም።

ኣብ ነቀምቴ ንዝነበሮም ፃንሒትን ልዝብን ድማ ንህዝቢ ኣመስጊኖም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.