Fana: At a Speed of Life!

ኮካ ኮላ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንቱ ምስፋሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ በደቡብ ኣፍሪካ ሙክታር ከድር ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያ ኮካ ኮላ ኣብ ኣፍሪካ ጃኩዬስ ቨርሜለን ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ኩባኒያ ኮካ ኮላ ኣብ ኢትዮጵያ እናሳለጦም ዝርከብ ስራሕቲ ኢንቨስትመንት ትኹረት ከምዝገበሩ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እቲ ኩባንያ፥ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ ኢንቨስትመንት ብዝበለፀ ከስፍሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ከምዝተዛተዩ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.