Fana: At a Speed of Life!

ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ተፀዋዒት ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ተፀዋዒት ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ፋራይ ዚሙድዚ ዘቲየን።

ኣብቲ ዘተ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ተላዚበን።

እቲ ሚኒስቴር ዘለዉ ክፍተታት ብምልላይ ብፍላይ ኣብ መዐቀኒታትመስኖ ኮዳት ብምስንዳእ ብምትሕብባር ንምስራሕ ምስምዕመዐን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.