Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምስ ትሬድ ማርክ ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ስምምዕ ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምስ ትሬድ ማርክ ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ስምምዕ ከቲሙ።

እቲ ስምምዕነት ስራሕቲ ወፃኢን ኣታዊን ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ናይ ፅዕነት መጓዓዚያታት ንምስላጥ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

ብመሰረት እቲ ስምምዕ፥ ትሬድ ማርክ ኣፍሪካ ስራሕቲ ፋይናንስን ቴክኒክን ከምዝዓዪ ተሓቢሩ።

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በግደኡ ተግባራት ክትትልን ምምሕዳርን ከምዝሰርሕ ተገሊፁ።

ብታሪኩ ወ/ሰንበትን ኣሸናፊ ሽብሩን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.