Fana: At a Speed of Life!

1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ጥማዕ ክታበት ኮሌራ ክትባት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ግብረ ሓይሊ ምቁፅፃር ኮሌራ ንሚኒስቴር ልዕሊ1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ጣማዕ ክታበት ኮሌራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ፡፡

እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ክታበት ኮሌራ ሎሚ ዕለት ናብ ኢትዮጵያ ምእታዉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡

ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ንዘጋጠመ ሕማም ኮሌራ ምላሽ ንመሃብ ከምዝውዕል እውን ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.