Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራን ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራን ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥  ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ መሓሙድ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልቲ ፃንሒት ክህልዎም ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.