Fana: At a Speed of Life!

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ንሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ንሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም።

እቶም ዋና ፀሓፊ፥ “ሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ፀፅታ እቲ ዞባ ካብ ምዕሳል ብተወሳኺ ድሕንነት ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ብግቡእ ብምሕላዉን ምሳና ስራሕቲ ብምስርሑ ምስጋናና ዕዙዝ ኢዩ” ከብሉ ገሊፆም።

ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ ኣብ ሶማሊያ ከተማ ባይደዋ ዝተመዛበሉ ዜጋታት ዑደት ገይሮም።

እቲ ዑደት፥ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ምኽክር ንምግባር ዝዓለመ ከምዝኾነ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብና ሓሬታ የረድእ፡፡

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ድሕሪ እቲ ዑደት ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ሶማሊያ ዘሎ ድርቂ ኣብ ልዕሊ ሕብረተሰብ ዘስዐቦ ጉዳኣት ዕዙዝ ኢዩ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.