Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቱርኪ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብምንቅጥቃጥ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ቱርካውያን ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ክፋላት ማሕበረሰብ ብምንቅጥቃጥ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ቱርካውያን ሓገዝ ናውቲ፣ ገንዘብን ጉልበትን ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

እቲ ሓገዝ ኣብታ ሃገር ምስ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብምትሕበባር ከምዝገበሩዎ ተሓቢሩ፡፡

መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ቱርኪ ጥንኩር ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ከምዘለወን ይፍለጥ፡፡

ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዘጋጠመሉ እዋን እውን ካብ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፖሊስ ፌዴራልን ሚኒስቴር ጥዕናንዝተውፃእፀአ 27 ሰብ ሞያ ዝሓዘ ጉጅለ ኣለሻን መድሕን ህይወትን ምስ ናውቲ ሓገዝ ሒዙ ናብቲ ቦታ ምኻዱ ይዝከር፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.