Fana: At a Speed of Life!

ትካል ሰባት ንሰባት ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝኸውን ደገፍ 100 ሚሊየን ብር ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ሰባት ንሰባት ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝኸውን 100 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ደገፍ ሂቡ።

እቲ ደገፍ ሓላፊ ቢሮ ገንዘብ ክልል ኦሮሚያ ቶሎሳ ጋዳፋ ተረኪበምዎ።

2 ሺሕ 510 ኩንታል ሕሩጭ ዒልዎ፣ 8 ሺሕን 400 ሊትሮ ዘይቲ፣ 255 ኩንታል ዓተር፣ 265 ኩንታል ሃነፅቲ ምግብታትን ካልኦት እታዎታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ካብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.