Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቫንያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቫንያ ታንጃ ፋጆን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።

እተን ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣቀባብላ ገይረሙለን።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልወን ፃንሒት ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ክዛተያ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እቲ ዘተ ኣብ ከልቲኣዊ ርክብ ከልቲአን ሃገራት ኣብ መጥንኻር ጠመተ ከምዝገብር ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.