Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ ኣብ ኣደባባይ ንዝግበር ኢፍጣር ዝኸውን ወፍሪ ፅርየት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ኣደባባይ ንዝግበር ኢፍጣር ዝኸውን ወፍሪ ፅርየት ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተሳሊጡ።

ኣብቲ ወፍሪ ብዙሓት ነበርቲ፣ ወለንታዊያንን ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ከምዝተሳተፉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

ሎሚ ካብ ሰዓት 12 ኣጋ ምሸት ጀሚሩ ኣብ ኣደባባይ ስነሰርዓት ኢፍጣር ክካየድ ኢዩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.