Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ሕፁያት መኮነናት ጉባ ኮርስን ድሕረ ምረቓን ኣመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ መሰልጠኒ ምዕቃብ ሰላም ሁርሶ ኮንቲጀንት ብምርካብ ሕፁያት መኮነናት ጉባ ኮርስን ድሕረ ምረቓን ኣመሪቖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቶም ተመረቕቲ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ተመረቕቲ ሕፁያት መኮነናት፥ ዘመን ዝሓቶ ወተሃደራዊ ሳይንስን ጥበብ ኣመራርሓን ዝወነኑ ከምዝኾኑ  ተገሊፁ

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ጀነራል መኮንናት፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራዊት ምክልኻል ሃገርን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.