Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ንነበር ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ምስጋና ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንነበር ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ በስሊ ምስጋና ኣቕሪቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብ ሓላፍነት ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ንኢትዮጵያ ዘበርከቱዎ ሰናይ ኣስተዋፅኦ ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡

ኣብ ቀፃሊ ናይ ህይወት ምዕራፎም ፅቡቕ ንኽገጥሞም ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.