Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዓለም ኣብ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ባንኪ ዓለም ኣብ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ።

ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢ/ር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ዳይሬክተር ዓውዲ ማይ ባንኪ ዓለም ሳሮጅ ኩማርን ጉጅለ ልኡኾምን ዘቲዮም።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ብብርኪ ሃገር ዘሎ ኣጠቓቕማን ምሕደራን ሃፍፈቲ ማይ ዝጠመተ ልዝብ ኣሳሊጦም።

ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ኣስታት 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝኸውን ደገፍ ገንዘብ ከምዝገበረ ተሓቢሩ።

በዚ ድማ ኣስታት 10 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ቀረብ መስተ ማይ ንክህልዎም ምግባር ከምዝተኽኣለ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.