Fana: At a Speed of Life!

ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ንካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 630 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ንካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 630 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ።

ፕሬዚዳንት እቲ ፋውንዴሽን ሪታ ሮይን ካልኦት ኣባላት ኣመራርሓ ቦርድን ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ኢትዮጵያ ገምጋም መርሃ ግብሪ እናካየዱ ምፅንሖም ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን።

ብመሰረት እዚ ንካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 630 ሚሊየን ዶላር ምፅዳቑ እተን ሚኒስትር ተዛሪበን።

እቲ ገንዘብ ንፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ተበፃሕነት ፋይናንስ ዘረጋግፅ ልቓሕ ንምርካብ፣ ትካላት ቴክኒክን ሙያን ብኣተሓሳስባ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምቕራፅ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

ኣሳታፊን ፍትሓዊን ዓለም ንምፍጣር፣ ንምስፋሕ ትምህርቲ፣ ንመናእሰይ ዝኸውን ዕድል ስራሕ ንምፍጣርን ካልኦት ዝውዕል ከምዝኾነ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.