Fana: At a Speed of Life!

ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ልዑል ብድሆታት ከምዘጋጠምዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊን ሃገራዊን ፀገማት ስዒቡ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ልዑል ብድሆታት ከምዘጋጠምዎ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ካብቲ ማሕልኻታት ንምውፃእ ዘኽእል መፍትሒ ንምምፃእ ዝዓለመ ዘተ መስ መዳርግቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኢንጂነር ወንድሙ ሴታ÷እቲ ዓውዲ ልዕል ዓቕሚ ቁጠባ እዛ ሃገር ዘንቀሳቕስ ኢዩ አሎም።

ይኹን እንበር እቶም ፀገማት ኣዝዮም ከምዝፈተንዎ ተዛሪቦም።

ኣካቢ ማሕበር ተቛረፅቲ ስራሕ ኮኒስትራክሽን ኢትዮጵያ ኢንጂነር ግርማ ሃብተ ማርያም ብግደኦም፥ ዘርአ ዘሎ ናህሪ ዋጋ እታዎታት ህንፀት ነቲ ዓውዲ ማሕልካ ካብ ዝኾንዎ ፀገማት ተረቋሒ ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ እቲ ፀገም ብዘላቕነት ንምፍታሕ ብወገን መንግስቲ ኣድላዪ መፈትሒ ከውሰድ ይግበኦ ኢሎም።

ብይስማው ኣደራው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.