Fana: At a Speed of Life!

ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት  ኣሜሪካ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣሜሪካን ግቢ ኣብ ዝርከብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኣሜሪካ ዑደት ገይሮም።

ኣብ ኣሜሪካን ግቢ ኣብ ዝርከብ ናይ መጀመርታ ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኣሜሪካ፥ ፊታውራሪ ሃብተጊዮርጊስ ዲነግዴ ሃኒፆም ዘቖሙዎ ቤት ፅሕፈት ከምዝነበረ ይፍለጥ፡፡

ኣብ 1930 ታት ቆንስላ ቤት ፅሕፈት ኤምባሲ ኣሜሪካ ኮይኑ ከምዘገልገለ ይዝከር፡፡

ደሓር ድማ  ቤት ትምህርት ኮሚኒቲ የመን ብምዃን ከምዘገልገለ ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ፀብፂቡ፡፡

እቶም ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ፥ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይፍለጥ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.