Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት የምርቓ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት የምርቓ ኣለዋ።

ካብ መንጎ እቶም ዝምረቑ ዘለዉ፥ ዘበናዊ ህንፃ መውሃቢ ኣገልግሎት መንግስቲ፣ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር ኣብ ወሽጢ 90 መዓልታት ዝተሃነፁ 6 በዓል ኣርባዕተ ደብሪ ህንፃ 240 ኣባይቲ ከምዝርከብዎም ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ሓረስቶት እታ ክፍለ ከተማ ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክትታት መብራህቲ፣ መገዲን ማይን ይርከብዎም።

ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ዳይሬክተር ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና፣ ዳይሬክተር ኢንሳ ሰሎሞን ሶካን ካልኦት ዐንግዶት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተረኺቦም።

 

ብሳሙኤል ወርቃየሁ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.