Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተነቢሩ ዝነበረ እግዳት መሬትን መሬት ተንከፍን ተላዒሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት 30 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተነቢሩ ዝነበረ እግዳት መሬትን መሬት ተንከፍን ከምዝተልዓለ ቢሮ ምልማዕ መሬትን ምምሕዳርን ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀንአ ያደታ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ እግዳት ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማ ካብ ትማሊ 29 ለካቲት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ተላዒሉ ኣሎ።

ስለዝኾነ ተገልገልቲ ኣድላዪ መረዳእታ ብምሓዝ ካብ ዝምልከቶም ኣካላት ኣገልግሎት ምርካብ ከምዝኽእሉ ሓቢሮም።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.