Fana: At a Speed of Life!

2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ህዝብን ሃገርን ንብኽነት ከምዝተቓልዐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ህዝብን ሃገርን ንብኽነት ከምዝተቓልዐ ተገሊፁ።

ኣካቢ ብሄራዊ ፀረ ግዕዝይና ኮሚቴ ተመስገን ጥሩነህ፥ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ 759 ሓበሬታታት ነቲ ኮሚቴ ከምዝቐረቡ ተዛሪቦም።

ካብዚ እቲ 175 ምርመራ ከምዝተገበረ ብምሕባር፥ 81 ምርመራታት ተዛዚሞም መዝገብ ክሲ ከምዝተወደበ ገሊፆም።

ብተግባር ግዕዝይና ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ 640 ሰባት ክስ ከምዝተመስረተ ተዛሪቦም።

እቲ ሓበሬታ መሰረት ብምግባር በዝተገበረ ናይ ምፅራይ ስራሕ ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ህዝብን ሃገርን ንብኽነት ከምዝተቓልዐ ገሊፆም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.