Fana: At a Speed of Life!

ተወከልቲ ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ዑደት ኣሳካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ብምእታው ከፍርዩ ድሌት ዘለዎም ተወከልቲ ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክታት ዑደት ኣሳካይዶም።

ተወከልቲ ኩባኒያታት ሩሲያ÷ ምስ ኣመራርሓታት ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ብምዃን ኣብ  ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሮም፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ ስራሕን ምቹው ኩነታትን ንፋርማሲዩቲካል ሴክተር ኣብ ዝተሃነፀ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ ከምዝዕዘቡ ካብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.