Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣብ ጠንካራ መሰረተ ልምዓት ኢንተርኔት ክጥምት ይግባእ- ወ/ሮ ሁሪያ ዓሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ዝካየድ መበል 18 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣብ ጠንካራ መሰረተ ልምዓት ኢንተርኔት ክጥምት ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ወ/ሮ ሁሪያ ዓሊ ተዛሪበን።

እቲ ጉባኤ ብብርኪ ላዕለዎት መራሕቲ ኣብ ኦስትሪያ ቪየና ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ እተን ሚኒስትር ዴኤታ፥ ዓበይቲ ሃገራት ካብ ፀገም መሰረተ ልምዓት ኢንተርኔት ከምዘይወፅኣ ሓቢረን።

ስለዝኾነ እቲ ጉባኤ ነዚ ኣጀንዳ ክገበር ከመዝግባእ ተዛሪበን።

ብፆታ፣ ቋንቋ፣ ክእለት፣ ተበፃሕነት ኢንተርኔት፣ ተመጣጣኒ ዋጋን ካልኦት ዛዕባታትን ኣፈላላይ ክፍፍል ዲጂታል ከምዘለዉ ገሊፀን።

ስለዝኾነ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣብ ጠንካራ መሰረተ ልምዓት ኢንተርኔት ክጥምት ይግባእ ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.