Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ሮላንድ ኮቢያ ናብ ጋምቤላ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ሮላንድ ኮቢያ በቲ ሕብረት ዝስርሑ ስራሕቲ ልምዓት ንምርኣይ ናብ ጋምቤላ ኣቲዮም።

ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኡሞድ ኡጁሉ ሓዊሱ ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላት ነቶም ኣምባሳደር ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብ ጋምቤላ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ በቲ ሕብረት ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ከምዝገብሩ ካብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.