Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሃፍቲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ።

ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሕብረት መናእሰይ ደቡብ ኮሪያ ሁን ሞክ ሊ ዘቲዮም።

ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ብፍላይ ስራሕቲ ጫማ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨሰት ንክገብሩ ዘኽእል ስራሕቲ ከምዝስራሕ ምግላፁ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብተወሳኺ እቲ ዓውዲ ከነቓቕሑ ዝኽእሉ ስልጠናታት “ማይንድ ሴት” ኣጠናኺርካ ምቕፃል ዘኽአል ስምምዕነት ከምዝተገበረ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.