Fana: At a Speed of Life!

ብዶ/ር ኣለሙ ስሜ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብዶ/ር ኣለሙ ስሜ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ።

ኣብ  ዳመርጆግ ኢንዱስትሪያል ፓርክን ጣቢያ ናጋድን ዑደት ከምዝገበሩ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብተወሳኺ ኣብ ተርሚናል ነዳዲ ዘይቲ  ዝተርኣየ ምምሕያሽ ከምዝገምገሙ ተሓቢሩ።

ህንፀት እቲ ተርሚናል እንትዛዘም ንኢትዮጵያ ተወሳኺ ቀረብ ነዳዲ ብምዃን ከምዘገልግል ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.