Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ከተማ ኣዳማ ተረኺቦም ልምዓት ኢንዱስትሪ ጎጆ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ከተማ ኣዳማ ብምርካብ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ጎጆ ዑደት ኣሳሊጦም።

ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልል ኦሮሚያን ተሳቲፎም፡፡

እቶም ኢንተርፕራይዛት፥ ኣብ ምፍራይ ባህላዊ ክዳውንቲ፣ ውፅታት ቆርበትን ካልኦት ፍርያታትን ዝተዋፈሩ ከምዝኾኑ ካብ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.