Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 20 ስብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓድን  ወፃኢን ኢንተርፕራይዝ ሽኮር ንምዕዳግ  ድልየት ኣርእዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓድን  ወፃኢን መንግስቲ ኢትዮጵያ 8 ኢንተርፕራይዛት ሽኮር ናብ ውልቀ ዓውዲ ንምዝውዋር ብመሰረት ዘውፅኦ ጨረታ ድልየቶም ኣርእዮም።

መንግስቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ፋብሪካታት ኦሞ ኩራዝ 1፣ ኦሞ ኩራዝ 2፣ ኦሞ ኩራዝ 3፣ ኦሞ ኩራዝ 5፣ ኣርጆ ዴዴሳ፣ ከሰም፣ ጣና በለስን ተንዳሆን ንጨረታ ምቕራቦም  ሚኒስቴር ገንዘብ ብዘውፅኦ ጨረታ ማስታወቂያ ምግላፁ ይዝከር።

ነዚ ስዒቡ ክሳብ ሐዚ  ልዕሊ 20 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓድን  ወፃኢን በቲ ዝወፅአ ጨረታ ድልየት ከምዘርኣዩ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.