Fana: At a Speed of Life!

ክፍሊታት ሰራዊት ምክልኻል በዓል ዓወት ዓድዋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣኽቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍሊታት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ መበል 127 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ብፓናል ዘተን ካልኦት ምድላዋትን ኣኽቢሮም።

ወለዶ ናይ ኣቦ ሓጎታቱ ታሪኽ ጅግንነት ሓሊዩ ናብ ወለዶ ከመሓላልፍ ከምዝግባእ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝተገለፀ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

በተጨማሪም በሶማሊያ የሴክተር ሶስት ሰላም አስከባሪ ሰራዊት፣ በአትሚስ ሴክተር 4 ሰላም አስከባሪ ኃይል ሁሉም ሻለቆች እና ሌሎችም የመከላከያ ክፍሎች መሆናቸው ተገልጿል

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ሶማሊያ ኣባላት ሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ሴክተር ሰለስተ፣ ኣብ ኣትሚስ ሴክተር 4 ኩሎም ሻለቃታት ሓይሊ ዓቃቢ ሰላምን ካልኦት ክፍሊታት ሰራዊት ምክልኻልን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ “ዓድዋ ሓድነት፤ ጀግንነትን ፅንዓትን” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ ይርከብ፡፡

#Ethiopia #Adwa #Victory

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.