Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ኢስት ኣፍሪካ ስምምዕነት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ኢስት ኣፍሪካ ስምምዕነት ፈሪሙ።

እቲ ኮሚሽን ኣብ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝበሎ፥ ኢስት ኣፍሪካ ሆልዲንግ ኩባንያ ናብ ኢንዱስትሪ ፓርክነት ንምዕባይ ዘኽእል ስምምዕነት ኢዩ።

ኣብ ክልል ኦሮሞ ከተማ ቢሸፍቱ ኣብ 100 ነጥቢ 6 ሄክታር መሬት ዝለምዕ ኢስት ኣፍሪካ ኢንዱትሪያል ፓርክ ዝተፈላለዩ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ብምሕቛፍ ይሰርሕ ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣር፣ ስግግር ክእለትን ቴክኖሎጂን ብምጉልባት ከምኡውን ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍሪያታት ብምቕናስ ናይ ባዕሉ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.