Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ምስ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪካን ወተሃደራዊ ልምምድ ትገብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪካን ወተሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ትገብር ኣላ።

“ሞሲ ሁለት” ተባሂሉ ዝተሰየመ እቲ ልምምድ፥ ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ደቡብ ኣፍሪካ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ ተባሂሉ።

ኣብ መኽፈቲ ስነስርዓት እቲ ልምምድ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ሓዊሱ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሩሲያ ኒኮላይ ይቭምኖቭ ካልኦት መራሕቲን ተረኺቦም።

ኒኮላይ ይቭምኖቭ፥ ኣብ መንጎ ሰለስቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ዝሓለወ ከምዝኾነ ኣረጋጊፆም ክብል ኣፍሪካ ኒውስ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.