Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለዩ ግንባራት ግዴተኦም ክፍፅሙ ንዝፀንሑ ኣዘዝትን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ጅግና ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ግንባራት ግዴተኦም ክፍፅሙ ንዝፀንሑ ኣዘዝትን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ወተሃደራዊ መሰልጠኒ ቡልቡላ ናይ ጅግና ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ምክትል ኢታማዦር ሹም ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ሓዊሱ ናይ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት መምርሒታት ኣዘዝቲ ጀነራል መኮንናት ተረኺቦም።

እቶም ኣዛዝቲን ኣባላትን ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝተውሃቦም ግዴታ ንዝኸፈልዎ መስዋእቲ ንምምስጋንን ንቀፃሊ ወተሃደራዊ ግዴታ ድልዋት ንክኾኑን ዝዓለመ ከምዝኾነ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.